B-Days hasta 60% OFF en Stock Limitado  Ver más

Enviar a
Quito, Pichincha
0
  • argentina
  • chile
  • colombia
  • españa
  • méxico
  • perú
  • estados unidos
  • internacional

Selecciona tu país

América

Europa

Resto del mundo

portada ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ. 1951-1955 (en Tigrinya)
Formato
Libro Físico
Idioma
Tigrinya
N° páginas
452
Encuadernación
Tapa Blanda
ISBN13
9789994800094

ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ. 1951-1955 (en Tigrinya)

Alemseged Tesfay (Autor) · Hdri Publishing · Tapa Blanda

ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ. 1951-1955 (en Tigrinya) - Alemseged Tesfay

Libro Nuevo Importado
Envío: 16 a 22 días háb.
$ 70.93$ 35.47
-50%
Costos de importación incluídos en el precio ✅
Libro Nuevo

Quedan 50 unidades

$ 35.47
Llega entre el 18 Sep y el 30 Sep a Quito, Pichincha. Seleccionar ubicación

Reseña del libro "ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ. 1951-1955 (en Tigrinya)"

"ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ - ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላ"፡መቐጸልታ ናይቲ "ኣይንፈላለ፡ ኤርትራ 1941-1950" ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብሰነ 2001 ብኣሕተምቲ ሕድሪ ተሓቲሙ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ኢዩ። ኣብጊዜ ብረታዊ ቓልሲ፡ ማለት ኣብ 1987-1988፡ ክፍሊ ፖለቲካዊ ምንቕቓሕህ.ግ.ሓ.ኤ፡ "ምምሕዳር ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ"ን፡ "መድርኽ ፈደረሽንንጐበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያን" ዝብላ ጽሑፋት ኣሕቲሙ ነይሩ። ሽዑ ዝነበረ ሕጽረት ሓበሬታን ውሱንነት ዓቕምን እተን ጽሑፋት ተማሊአን ንኽቐርባኣየኽኣለን። "ኣይንፈላለ"ን እዚ ናይ ሕጂ ጽሑፍ ብዛዕባ ቐዳማይ ክፋል መድርኽ ፈደረሽንን፡ ነቲ ናይ'ቲ እዋን ሕጽረታት ኣማሊኡ ከቕርብ ፈቲኑኣሎ።ኣብ መእተዊ ናይ "ኣይንፈላለ" ብሰፊሑ ተገሊጹ ከም ዘሎ፡ ሓቀኛ ታሪኽኤርትራ ካብ ሰነዳት ናይቶም በብጊዜኡ ዝገዝኡዋ ወገናትን ካልኦት ናይደገ ተዓዘብትን ጥራይ ክግለጽ ዘይክኣል'ዩ። ታሪኽ ኤርትራ ብኤርትራውያንዝስራሕ ክነሱ ግን፡ ማዕረ'ቲ ናይ ገዛእቲ ሰነዳት ክሰርዖ ብዝኽእል ኣገባብከይተሰነደ ስለ ዝጸንሐ፡ ብዛዕብኡ ክጽሕፍ ዝብገስ ሰብ ብዙሕ ከም ዝጻገምክፍለጥ ይግባእ። ካብኡ ናብኡ፡ እቲ ኣብ "ኣይንፈላለ" ሰፊሩ ዘሎ ናይ1940'ታት ታሪኽ'ኳ ይሓይሽን ገለ ምንጭታት ይርከበሉን እምበር፡ እቲናይ እዋን ፈደረሽን ፍጻመታት ግን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ሰነዳትስለ ዘጥፍአን ናብ ኢትዮጵያ ስለ ዘግዓዘን፡ ብሓበሬታ ዝደኸየ ኢዩ።

Opiniones del libro

Preguntas frecuentes sobre el libro

Todos los libros de nuestro catálogo son Originales.
El libro está escrito en Tigrinya.
La encuadernación de esta edición es Tapa Blanda.

Preguntas y respuestas sobre el libro

¿Tienes una pregunta sobre el libro? Inicia sesión para poder agregar tu propia pregunta.

Opiniones sobre Buscalibre

Ver más opiniones de clientes